ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo logo ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo

ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo

by Qdst Slasie

🗂️ Music & Audio

🆓 free

4.9/5 ( 776+ reviews)
Android application ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo screenshort

Features ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo

ቀንዲ ዕላማ ናይዛ app፡ ምእመናን መዛሙርን ስብከታትን፡ ብቀሊል ኣገባብ ዝሰምዕሉ መንገዲ ንምኽፋት እዩ። ዝኾነ ሕቶ ወይ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።email: [email protected]ቅድስት ሥላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዱባይ ብ 2009 ዓ.ም መንፈስ ኣምላኽ ብዝደረኾም ደቂ ቤተ ክርስቲያን ተመስሪታ። ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ዝተፈላለየ ኣደራሻት ምእመናን ብምእካብ ድማ ስሩዕ መነፈሳዊ ኣግልግሎታ ጀሚራ።መሰረታዊ ዕላማ ቤተ ክርስቲያን ድሕነት ነፍሳት ምርግጋጽ ኮይኑ፡ እዛ ኣብ ዱባይ እትርከብ ቤተ ክርስቲያን ድማ ካብዚ ብዘይፍለ፡ ግን ከኣ ምስ ኩነታት ናይዚ ሃገር ብዝሰማማዕ መገዲ፡ ድሕነት ምእመናን ንምርግጋጽ፡ ምእመናን ምስ እግዚኣብሔር ንዘለዎም ርክብ ንምድልዳል፡ ንምእመናን ካብ ኩሉ ዘመን ዘምጽኦ መልክዕ ኣምልኾታት ባህላዊ ወራርን ብንቕሓትን እኹል ኣፍልጦን ከም ዝድሕኑ ምግባር ይርከቦ።

Secure & Private

Your data is protected with industry-leading security protocols.

24/7 Support

Our dedicated support team is always ready to help you.

Personalization

Customize the app to match your preferences and workflow.

Screenshots

See the ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo in Action

ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo Screen 1
ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo Screen 2
ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo Screen 3
ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo Screen 4

Get the App Today

Download on Google Play

Available for Android 8.0 and above